Other languages

Karlstad municipality itself does not provide a translation of the website into other languages, the primary language for the website is Swedish.

If you want to access the information in languages other than Swedish, you as a visitor can use external services to translate the content.

An example of such a service is Google Translate from Google. By you as a visitor using such a function, your visit will be tracked by the external party, for example Google.

Google translate Karlstad.se

ቋንቋን ናይ መርበብ ሓበሬታ ትርጉምን

ናይ Karlstad ኮሙን መርበብ ሓበሬታ ብቋንቋ ሽወደን እዩ ተጻሒፉ። ብኻልእ ቋንቋታት ከተንብብኡ እንተደሊኹም፣ ነቲ መርበብ ሓበሬታ ናይ ደገ ኣገልግሎት ተጠቒምኩም ክትትርጉምዎ ትኽእሉ ኢኹም።

ስለምንታይ አውቶማቲክ ትርጉም ዘይንጥቀም

ኣብ መርበብ ሓበሬታና ዘሎ ትሕዝቶ ብኣውቶማቲክ ትርጉም ኣይንጥቀምን ኢና። እቲ ምኽንያት ድማ እቶም ትርጉም ዘቕርቡ ኣገልግሎታት፣ ከም ተጠቃሚ መጠን ብዛዕባኹም ሓበሬታ ስለዝእክቡን ስለዝከታተሉን እዩ። እቲ ዝትርጉም መሳርሒ፣ ንበጻሕትኹምን ናብ ኣየኖት ገጻት ከም እትበጽሑን ይከታተል። ሓደ ሓደ ግዜ ውልቃዊ ሓበሬታታት'ውን ይዕቀብ።
ነፍሲ ወከፍ ናይ ትርጉም ኣገልግሎት ብኸመይ ውልቃዊ ሓበሬታ ከም ዝሰርሕን ከም ዝዕቅብን ኣብ ናይ ባዕሉ መርበብ ሓበሬታ ከተንብቡ ትኽእሉ ኢኹም።
መርበብ ሓበሬታኹም ንምትርጓም ክትመርጹ እትኽእሉሉ ዝተፈላለዩ ናይ ደገ ኣገልግሎታት ኣለዉ። ኮሙን Karlstad ናይዚ ትርጉማት ጽሬትን ልክዕነትን ሓላፍነት ኣይወስድን እዩ።

ናይ ሞባይል መተግበሪ ትርጉም

iPhone - ብኸመይ ብ Translate መተግበሪ ክትትርጉሙ ትኽእሉ External link, opens in new window.
Android - ብኸመይ ብ Microsoft Translator መተግበሪ ክትትርጉሙ ትኽእሉ External link, opens in new window.

ብመርበብ ዳህሳሲ ምትርጓም

ኣብ ዝተፈላለዩ መርበባት፣ ንመርበብ ሓበሬታታት ብኣውቶማቲክ ክትትርጉሙ ክትመርጹ ትኽእሉ ኢኹም።
Chrome - ከመይ ጌርና ኣብ ዳህሳሲ ንትርጉም
Edge - ከመይ ጌርና ኣብ ዳህሳሲ ንትርጉም External link, opens in new window.
Firefox - ከመይ ጌርና ኣብ ዳህሳሲ ንትርጉም External link, opens in new window.
Safari - ከመይ ጌርና ኣብ ዳህሳሲ ንትርጉም External link, opens in new window.

ኣገልግሎት ትርጉም

ክልተ ናይ ደገ ናይ ትርጉም ኣገልግሎታት Google Translate (ካብ ክፍሊት ነጻ) ከምኡ'ውን DeepL Translate (ነጻ ምስ ውሱን ኣጠቓቕማ) እዮም።

ናይ Google ትርጉም External link, opens in new window.
ናይ DeepL ትርጉም External link, opens in new window.

Sidan uppdaterad: 2025-04-11

Hittade du det du sökte på sidan?

Innehåll på sida